ናይ ASsIST ዋትስኣፕ ቁፅሪ መስመር
+30 694 810 0477
ንሕቶታትኩም ብመንገዲ WhatsApp ብጽሑፍ ወይ ድምጺ መልእኽቲ ተጠቒምኩም ምስ ASsIST ክትራኸቡ ትኽእሉ ኢኹም።
ብዘይካ ዓርቢ ድሕሪ 5 p.m ሰዓት ዝመጽእ መልእኽቲ ንኹሉ ሕቶታት ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓታት መልሲ ክንህብ ዕላማ ኣለና ።
ገለ ሕቶታትኩም ህጹጽ ምዃኑ ሰለንርዳእ : ብዝተኽኣለ መጠን ቅልጡፍ ምስ ጠበቓ ከነራኽበኩም ወይ ዝድለኹሞ ሓገዝ ኣበይ ክትረኽቡ ከምትኽእሉ መምርሒ ክንህበኩም ኢና።
መልእኽቲ ክትሰዱልና ከለኹም፡ ብዝቐልጠፈ መንገዲ ክንሕግዘኩም ዘኽእሉ ሰለስተ ነገራት ክተካትቱ ንሕብር ንፎቱ።
- ትነብሩሉ ቦታ
- ትመርጽዎ ቋንቋ
- ብኸመይ ክንሕግዝ ከም እንኽእል ሓጺር መግለጺ።
ምስ ሰላምታ
ASsIST